2 ነገስት 25:8, 9 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 8 ኣብ ሓምሸይቲ ወርሒ፡ ኣብ ሻውዐይቲ መዓልቲ እታ ወርሒ፡ ንሳ ድማ ኣብ መበል 19 ዓመት ንጉስ ነቡካድነጻር ንጉስ ባቢሎን፡ ነቡዛራዳን+ እቲ ሓለቓ ዘብዐኛታት፡ ጊልያ ንጉስ ባቢሎን፡ ናብ የሩሳሌም መጸ።+ 9 ንቤት የሆዋን ንቤት* ንጉስን ንዅለን ኣባይቲ የሩሳሌምን ኣንደደ፣+ ንዅለን ኣባይቲ ምርኡያት እውን ኣንደደ።+
8 ኣብ ሓምሸይቲ ወርሒ፡ ኣብ ሻውዐይቲ መዓልቲ እታ ወርሒ፡ ንሳ ድማ ኣብ መበል 19 ዓመት ንጉስ ነቡካድነጻር ንጉስ ባቢሎን፡ ነቡዛራዳን+ እቲ ሓለቓ ዘብዐኛታት፡ ጊልያ ንጉስ ባቢሎን፡ ናብ የሩሳሌም መጸ።+ 9 ንቤት የሆዋን ንቤት* ንጉስን ንዅለን ኣባይቲ የሩሳሌምን ኣንደደ፣+ ንዅለን ኣባይቲ ምርኡያት እውን ኣንደደ።+