ዘዳግም 17:16 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 16 ግናኸ፡ ንዕኡ ኣፍራስ ኣየብዝሕ፡+ ወይ ኣፍራስ ኬብዝሕ ኢሉ ነቲ ህዝቢ ናብ ግብጺ ኣይምለሶ፣+ ከመይሲ፡ የሆዋ፡ ‘ደጊም በዛ መገዲ እዚኣ ኣይትመለሱ’ ኢሉኩም እዩ።
16 ግናኸ፡ ንዕኡ ኣፍራስ ኣየብዝሕ፡+ ወይ ኣፍራስ ኬብዝሕ ኢሉ ነቲ ህዝቢ ናብ ግብጺ ኣይምለሶ፣+ ከመይሲ፡ የሆዋ፡ ‘ደጊም በዛ መገዲ እዚኣ ኣይትመለሱ’ ኢሉኩም እዩ።