2 ነገስት 24:20 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 20 እዚ ድማ ብምኽንያት ቍጥዓ የሆዋ፡ ካብ ቅድሚኡ ኽሳዕ ዚድርብዮም ኣብ የሩሳሌምን ኣብ ይሁዳን ኰነ።+ ጼዴቅያስ ድማ ካብ ንጉስ ባቢሎን ዓለወ።+ 2 ዜና መዋእል 36:11 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 11 ጼዴቅያስ+ ኪነግስ ከሎ፡ ወዲ 21 ዓመት ነበረ፣ ኣብ የሩሳሌም ድማ 11 ዓመት ነገሰ።+ 2 ዜና መዋእል 36:13 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 13 ካብቲ ብኣምላኽ ኣምሒልዎ ዝነበረ ንጉስ ነቡካድነጻር ድማ ዓለወ፣+ ነቓጽን* ተሪር ዝልቡን ኰነ፡ ናብ የሆዋ ኣምላኽ እስራኤል እውን ምምላስ ኣበየ።