ዘዳግም 24:12, 13 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 12 እቲ ሰብ ሽጉር እንተ ዀይኑ ኸኣ፡ ነቲ ትሕጃ ምሳኻ ኣይተሕድሮ።+ 13 ነቲ ትሕጃ ጸሓይ ምስ ዓረበት ምለሰሉ፣ ንሱ ድማ ምስ ክዳኑ ኺድቅስን+ ኪምርቐካን እዩ፣ ኣብ ቅድሚ የሆዋ ኣምላኽካ እውን ጽድቂ ኪዀነልካ እዩ።
12 እቲ ሰብ ሽጉር እንተ ዀይኑ ኸኣ፡ ነቲ ትሕጃ ምሳኻ ኣይተሕድሮ።+ 13 ነቲ ትሕጃ ጸሓይ ምስ ዓረበት ምለሰሉ፣ ንሱ ድማ ምስ ክዳኑ ኺድቅስን+ ኪምርቐካን እዩ፣ ኣብ ቅድሚ የሆዋ ኣምላኽካ እውን ጽድቂ ኪዀነልካ እዩ።