መዝሙር 119:103 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 103 ቃላትካ ንትንሓገይ ክንደይ ኰን ይጥዕም! ንኣፈይ ካብ መዓር ዝበለጸ ይምቅር!+ ኤርምያስ 15:16 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 16 ቃላትካ ተረኺቡ፡ ኣነ እውን በሊዐዮ፣+ኦ የሆዋ ኣምላኽ ሰራዊት፡ ብስምካ ተጸዊዐ እየ እሞ፡ቃልካ ፍስሃን ሓጐስ ልበይን ኰይኑኒ። ራእይ 10:9, 10 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 9 ናብቲ መልኣኽ ከይደ ድማ፡ “ነታ ንእሽቶ መጽሓፍ ሃበኒ” በልክዎ። ንሱ ኸኣ፡ “ውሰዳ እሞ ብልዓያ፣+ ንኸብድኻ መሪር ክትገብሮ እያ፣ ኣብ ኣፍካ ግና ከም መዓር ጥዕምቲ ኽትከውን እያ” በለኒ። 10 ነታ ንእሽቶ መጽሓፍ ከኣ ካብ ኢድ እቲ መልኣኽ ወሲደ በላዕክዋ፣+ ኣብ ኣፈይ ከም መዓር ጠዓመትኒ፣+ ምስ በላዕክዋ ግና፡ ከብደይ መረረ።
9 ናብቲ መልኣኽ ከይደ ድማ፡ “ነታ ንእሽቶ መጽሓፍ ሃበኒ” በልክዎ። ንሱ ኸኣ፡ “ውሰዳ እሞ ብልዓያ፣+ ንኸብድኻ መሪር ክትገብሮ እያ፣ ኣብ ኣፍካ ግና ከም መዓር ጥዕምቲ ኽትከውን እያ” በለኒ። 10 ነታ ንእሽቶ መጽሓፍ ከኣ ካብ ኢድ እቲ መልኣኽ ወሲደ በላዕክዋ፣+ ኣብ ኣፈይ ከም መዓር ጠዓመትኒ፣+ ምስ በላዕክዋ ግና፡ ከብደይ መረረ።