መዝሙር 78:8 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 8 ሽዑ፡ ከም ኣቦታቶም፡ከምቲ ነቓጽን ዓላውን ወለዶ፡+ከምቲ ልቡ ዘይጸንዐ፡*+መንፈሱ ድማ ንኣምላኽ እሙን ዘይነበረ ወለዶ ኣይኰኑን።