2 ዜና መዋእል 7:20 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 20 ንእስራኤል ካብዛ ዝሃብክዎም ምድረይ ክምንቍሶም እየ፣+ ነዛ ንስመይ ዝቐደስክዋ ቤት ከኣ ካብ ቅድመይ ክድርብያ እየ፣ ኣብ መንጎ ዅሎም ህዝብታት ድማ መመሰልን መላገጽን ክገብራ እየ።+ ድጕዓ 2:17 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 17 የሆዋ ኸምቲ ዝሓለኖ ገይሩ፣+ ከምቲ ዝበሎ፡+ከምቲ ኻብ ቀደም ዝኣዘዞ ፈጺሙ።+ ብዘይ ርሕራሐ ኣፍሪሱ።+ ንጸላኢ ብኣኺ ኸም ዚሕጐስ ገይርዎ፣ ብርታዐ* ተጻረርትኺ ድማ ልዕል ኣቢሉ።
20 ንእስራኤል ካብዛ ዝሃብክዎም ምድረይ ክምንቍሶም እየ፣+ ነዛ ንስመይ ዝቐደስክዋ ቤት ከኣ ካብ ቅድመይ ክድርብያ እየ፣ ኣብ መንጎ ዅሎም ህዝብታት ድማ መመሰልን መላገጽን ክገብራ እየ።+
17 የሆዋ ኸምቲ ዝሓለኖ ገይሩ፣+ ከምቲ ዝበሎ፡+ከምቲ ኻብ ቀደም ዝኣዘዞ ፈጺሙ።+ ብዘይ ርሕራሐ ኣፍሪሱ።+ ንጸላኢ ብኣኺ ኸም ዚሕጐስ ገይርዎ፣ ብርታዐ* ተጻረርትኺ ድማ ልዕል ኣቢሉ።