ህዝቅኤል 7:15-17 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 15 ኣብ ወጻኢ ሰይፊ፡+ ኣብ ውሽጢ ኸኣ ለበዳን ጥሜትን ኣሎ። ኣብ መሮር ዘሎ ዘበለ ብሰይፊ ኺመውት እዩ፣ ነቶም ኣብ ከተማ ዘለዉ እውን ጥሜትን ለበዳን ኪውሕጦም እዩ።+ 16 እቶም ካባታቶም ዜምልጡ ተረፎም ናብ ኣኽራን ኪኸዱ፡ ከም ረገቢት ስንጭሮታት ከኣ፡ ነፍሲ ወከፎም ብስሕተቶም ኪቝዝሙ እዮም።+ 17 ኵለን ኣእዳዎም ኪለምሳ፡ ኵለን ኣብራኾም ድማ ማይ ኪፈስሰን እዩ።*+
15 ኣብ ወጻኢ ሰይፊ፡+ ኣብ ውሽጢ ኸኣ ለበዳን ጥሜትን ኣሎ። ኣብ መሮር ዘሎ ዘበለ ብሰይፊ ኺመውት እዩ፣ ነቶም ኣብ ከተማ ዘለዉ እውን ጥሜትን ለበዳን ኪውሕጦም እዩ።+ 16 እቶም ካባታቶም ዜምልጡ ተረፎም ናብ ኣኽራን ኪኸዱ፡ ከም ረገቢት ስንጭሮታት ከኣ፡ ነፍሲ ወከፎም ብስሕተቶም ኪቝዝሙ እዮም።+ 17 ኵለን ኣእዳዎም ኪለምሳ፡ ኵለን ኣብራኾም ድማ ማይ ኪፈስሰን እዩ።*+