-
ዘሌዋውያን 18:19መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
-
-
19 “‘ሰበይቲ ብጻግኒኣ ረኺሳ ኸላ፡ ምስኣ ጾታዊ ርክብ ክትገብር ኣይትቕረባ።+
-
-
ዘሌዋውያን 20:18መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
-
-
18 “‘ሰብኣይ ብጻግኒኣ ምስ ዘላ ሰበይቲ ደቂሱ ጾታዊ ርክብ እንተ ገይሩ፡ ንሱን ንሳን ምፍሳስ ደማ ቐሊዖም እዮም እሞ፡+ ክልቲኦም ካብ መንጎ ህዝቦም ይመንቈሱ።
-