-
ዘሌዋውያን 10:6መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
-
-
6 ሽዑ፡ ሙሴ ንኣሮንን ንደቁ ኣልኣዛርን ኢታማርን ከምዚ በሎም፦ “ከይትሞቱ እሞ፡ ኣምላኽ ንዅሉ እዚ ኣኼባ ኸይቍጥዖስ፡ ርእስኹም ኣይተወንጭሩ፡ ክዳውንትኹም ከኣ ኣይትቕደዱ።+ ነቶም የሆዋ ብሓዊ ዝቐተሎም፡ ኣሕዋትኩም ብዘለዉ ቤት እስራኤል ኪበኽዩሎም እዮም።
-