-
ኤርምያስ 49:2መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
-
-
‘ንሳ ዝባደመት ኵምራ ኽትከውን እያ፣
ዓድታታ ኸኣ ብሓዊ ኺባርዓ እየን።’
‘እስራኤል ድማ ነቶም ኣልቂቖምዎ ዝነበሩ ኺወርሶም እዩ’+ ይብል የሆዋ።
-
-
ኣሞጽ 1:14መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
-
-
14 ስለዚ፡ ኣብ መካበብያ ራባ ሓዊ ኽኣጕድ እየ፣+
ብመዓልቲ ውግእ ከኣ ምስ ጭድርታ ውግእ፡
ብመዓልቲ ህቦብላ ንፋስ ድማ ምስ ህቦብላ፡
ንእተዓርደ ግምብታታ ኺበልዖ እዩ።
-