ዘሁልቍ 32:37, 38 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 37 ደቂ ሮቤል ከኣ ሔስቦንን+ ኤልዓለን+ ቂርያታዪምን+ 38 ኔቦን+ በዓል-ሜዖንን፡+—ስማተን እተለወጠ፡—ሲብማን ሰርሑ፣ ነተን ዳግም ዝሰርሕወን ከተማታት ድማ ስም ለወጡለን። እያሱ 13:15 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 15 ሙሴ ኸኣ ንነገድ ሮቤላውያን በብዓሌቶም ርስቲ ሃቦም፣ እያሱ 13:19 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 19 ቂርያታዪምን ሲብማን+ እታ ኣብ ከረን እቲ ስንጭሮ* ዘላ ጸሬት-ሻሓርን
37 ደቂ ሮቤል ከኣ ሔስቦንን+ ኤልዓለን+ ቂርያታዪምን+ 38 ኔቦን+ በዓል-ሜዖንን፡+—ስማተን እተለወጠ፡—ሲብማን ሰርሑ፣ ነተን ዳግም ዝሰርሕወን ከተማታት ድማ ስም ለወጡለን።