-
ኢሳይያስ 11:14መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
-
-
14 ናብ ቍልቍለት* ፍልስጥኤማውያን ናብ ምዕራብ ኪንቈቱ፡
ብሓባር ከኣ ንደቂ ምብራቕ ኪዘምትዎም እዮም።
-
-
ኢሳይያስ 63:1መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
-
-
“ኣነ እቲ ብጽድቂ ዝዛረብ፡
ንምድሓን ዓብዪ ሓይሊ ዘለዎ እየ።”
-