ዘፍጥረት 11:31 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 31 ታራ ድማ ንኣብራም ወዱን ንሎጥ ወዲ ሃራን ወዲ ወዱን+ ንሳራይ ሰበይቲ ኣብራም ወዱን ወሰደ፣ ካብ ኡር ናይ ከለዳውያን ናብ ምድሪ ከነኣን ኪኸዱ ምስኡ ወጹ።+ ናብ ካራን መጺኦም ድማ፡+ ኣብኣ ተቐመጡ።
31 ታራ ድማ ንኣብራም ወዱን ንሎጥ ወዲ ሃራን ወዲ ወዱን+ ንሳራይ ሰበይቲ ኣብራም ወዱን ወሰደ፣ ካብ ኡር ናይ ከለዳውያን ናብ ምድሪ ከነኣን ኪኸዱ ምስኡ ወጹ።+ ናብ ካራን መጺኦም ድማ፡+ ኣብኣ ተቐመጡ።