ኢሳይያስ 23:9 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 9 ብጽባቐኣ ዘለዋ ትምክሕቲ ኼርክስ፡ነቶም ኣብ ብዘላ ምድሪ ዚኽበሩ ድማ ኬዋርድ ኢሉ፡+የሆዋ ጐይታ ሰራዊት እዩ ወሲንዎ።