ኤርምያስ 46:19 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 19 ኣቲ ኣብ ግብጺ እትነብሪ ጓል፡ኣቕሑኺ ንምርኮ ኣዳልዊ። ኖፍሲ* መሰክሒ ኽትከውን፡ብሓዊ ኽትባራዕ፡* ብዘይ ነባሪ እውን ክትተርፍ እያ።+