ህዝቅኤል 30:9, 10 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 9 በታ መዓልቲ እቲኣ፡ ነታ ብርእሳ እትተኣማመን ኢትዮጵያ ራዕራዕ ምእንቲ ኸብላ፡ ብመራኽብ ልኡኻት ክልእኽ እየ፣ እታ ኣብ ግብጺ እትመጽእ ዘላ መዓልቲ ብርግጽ ክትመጽእ እያ እሞ፡ ብእኣ ስምባድ ኪሕዞም እዩ።’ 10 “እቲ ልዑላዊ ጐይታ ዝዀነ የሆዋ ኸምዚ ይብል፦ ‘ንጭፍራታት ግብጺ ብኢድ ነቡካድነጻር* ንጉስ ባቢሎን መወዳእታ ኽገብረሎም እየ።+
9 በታ መዓልቲ እቲኣ፡ ነታ ብርእሳ እትተኣማመን ኢትዮጵያ ራዕራዕ ምእንቲ ኸብላ፡ ብመራኽብ ልኡኻት ክልእኽ እየ፣ እታ ኣብ ግብጺ እትመጽእ ዘላ መዓልቲ ብርግጽ ክትመጽእ እያ እሞ፡ ብእኣ ስምባድ ኪሕዞም እዩ።’ 10 “እቲ ልዑላዊ ጐይታ ዝዀነ የሆዋ ኸምዚ ይብል፦ ‘ንጭፍራታት ግብጺ ብኢድ ነቡካድነጻር* ንጉስ ባቢሎን መወዳእታ ኽገብረሎም እየ።+