ህዝቅኤል 3:18 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 18 ንሓደ እኩይ፡ ‘ብርግጽ ክትመውት ኢኻ’ ምስ በልክዎ፡ እንተ ዘየጠንቂቕካዮ፡ ብህይወት ምእንቲ ኺነብር ከኣ ካብ እኩይ መገዱ ኺምለስ ነቲ እኩይ ከተጠንቅቖ ኢልካ እንተ ዘይተዛሪብካዮ፡+ ንሱ እኩይ ስለ ዝዀነ ብስሕተቱ ኺመውት እዩ፣+ ደሙ ግና ካባኻ ኽደልዮ እየ።*+
18 ንሓደ እኩይ፡ ‘ብርግጽ ክትመውት ኢኻ’ ምስ በልክዎ፡ እንተ ዘየጠንቂቕካዮ፡ ብህይወት ምእንቲ ኺነብር ከኣ ካብ እኩይ መገዱ ኺምለስ ነቲ እኩይ ከተጠንቅቖ ኢልካ እንተ ዘይተዛሪብካዮ፡+ ንሱ እኩይ ስለ ዝዀነ ብስሕተቱ ኺመውት እዩ፣+ ደሙ ግና ካባኻ ኽደልዮ እየ።*+