1 ሳሙኤል 17:34 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 34 ዳዊት ከኣ ንሳኦል፡ “ጊልያኻ መጓሰ ኣቦኡ ይጓሲ ነይሩ፣ ኣንበሳ+ መጺኡ ኻብቲ መጓሰ ሓንቲ በጊዕ ምስ ወሰደ፡ ድቢ እውን ከምኡ ምስ ገበረ፡ 1 ሳሙኤል 17:35 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 35 ኣነ ደድሕሪኡ ወጺአ ቐቲለዮ፡ ካብ ኣፉ እውን ኣናጊፈ። ምስ ተንስኣኒ ኸኣ፡ ብጸጕሩ* ሒዘ ወቒዐ ቐቲለዮ። መዝሙር 80:1 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 80 ኦ ጓሳ እስራኤል፡ኣታ ንዮሴፍ ከም መጓሰ እትመርሖ፡ ጽን በል።+ ኣታ ኣብ ልዕሊ* ኪሩቤል ኣብ ዝፋን እትቕመጥ፡+ብራህ።* ኢሳይያስ 56:8 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 8 እቲ ተበቲኖም ንዘለዉ እስራኤል ዚእክብ+ ልዑላዊ ጐይታ ዝዀነ የሆዋ ኸምዚ ይብል፦ “ብዘይካ እቶም ተኣኪቦም ዘለዉ፡ ካልኦት ናብኡ ኽእክብ እየ።”+