እዝራ 1:1, 2 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 1 ኣብ ቀዳመይቲ ዓመት ቂሮስ ንጉስ ፋርስ፡+ እቲ ብኤርምያስ እተዘርበ ቓል የሆዋ+ ምእንቲ ኺፍጸም፡ የሆዋ ንመንፈስ ቂሮስ ንጉስ ፋርስ ኣብ ብዘላ መንግስቱ እቲ ብጽሑፍ እውን ዝሰፈረ ኸምዚ ዚብል ኣዋጅ ኪእውጅ ኣለዓዓሎ፦+ 2 “ቂሮስ ንጉስ ፋርስ ከምዚ ይብል፦ ‘የሆዋ ኣምላኽ ሰማያት፡ መንግስትታት ኵላ ምድሪ ሂቡኒ ኣሎ፣+ ኣብታ ኣብ ይሁዳ ዘላ የሩሳሌም ቤት ክሰርሓሉ እውን መዚዙኒ ኣሎ።+ ኢሳይያስ 21:2 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 2 ዜሰቅቕ ራእይ ተነግረኒ፦ ጠላሚ ይጠልም ኣሎ፣መጥፍኢ የጥፍእ ኣሎ። ኣቲ ዔላም፡ ደይቢ! ኣቲ ሜዶን፡+ ክበቢ! ንዅሉ እቲ ዘምጽኣቶ እህህታ መወዳእታ ኽገብረሉ እየ።+ ኢሳይያስ 45:1 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 45 የሆዋ ንቕቡኡ፡ ንቂሮስ፡+ነቲ ኣህዛብ ኣብ ቅድሚኡ ኺግዝኡ ኢለ፡+ንነገስታት ዕጥቆም ከፍትሖም* ኢለ፡እቲ ኣፍ ደገታት ከይዕጾስክልተ ዝኽፋሉ መዓጹ ክኸፍተሉ ኢለ፡ብየማነይቲ ኢዱ ዝሓዝክዎ+ ኸምዚ ይብሎ፦ ኤርምያስ 50:9 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 9 እንሆ፡ ኣነስ ካብ ምድሪ ሰሜን ኣኼባ ዓበይቲ ኣህዛብ፡+ኣንጻር ባቢሎን አተንስእን አምጽእን ኣለኹ። ተሰሊፎም ኪመጽዋ እዮም፣ካብኡ ኽትተሓዝ እያ። ፍላጻታቶም ከም ናይ ጀጋኑ እዩ፣ውሉዳት ዜስእን እዩ።+ ብዘይ ፍረ ኣይኪምለስን እዩ። ዳንኤል 6:28 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 28 ስለዚ፡ እዚ ዳንኤል እዚ ኣብ መንግስቲ ዳርዮስን+ ኣብ መንግስቲ ቂሮስ እቲ ፋርሳውን ሰለጦ።+ ዳንኤል 9:1 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 9 ኣብ ቀዳመይቲ ዓመት ዳርዮስ+ ወዲ ኣሓሽዌሮስ፡—ኣብ መንግስቲ ከለዳውያን ዝነገሰ ዘርኢ ሜዶናውያን፡+—
1 ኣብ ቀዳመይቲ ዓመት ቂሮስ ንጉስ ፋርስ፡+ እቲ ብኤርምያስ እተዘርበ ቓል የሆዋ+ ምእንቲ ኺፍጸም፡ የሆዋ ንመንፈስ ቂሮስ ንጉስ ፋርስ ኣብ ብዘላ መንግስቱ እቲ ብጽሑፍ እውን ዝሰፈረ ኸምዚ ዚብል ኣዋጅ ኪእውጅ ኣለዓዓሎ፦+ 2 “ቂሮስ ንጉስ ፋርስ ከምዚ ይብል፦ ‘የሆዋ ኣምላኽ ሰማያት፡ መንግስትታት ኵላ ምድሪ ሂቡኒ ኣሎ፣+ ኣብታ ኣብ ይሁዳ ዘላ የሩሳሌም ቤት ክሰርሓሉ እውን መዚዙኒ ኣሎ።+
2 ዜሰቅቕ ራእይ ተነግረኒ፦ ጠላሚ ይጠልም ኣሎ፣መጥፍኢ የጥፍእ ኣሎ። ኣቲ ዔላም፡ ደይቢ! ኣቲ ሜዶን፡+ ክበቢ! ንዅሉ እቲ ዘምጽኣቶ እህህታ መወዳእታ ኽገብረሉ እየ።+
45 የሆዋ ንቕቡኡ፡ ንቂሮስ፡+ነቲ ኣህዛብ ኣብ ቅድሚኡ ኺግዝኡ ኢለ፡+ንነገስታት ዕጥቆም ከፍትሖም* ኢለ፡እቲ ኣፍ ደገታት ከይዕጾስክልተ ዝኽፋሉ መዓጹ ክኸፍተሉ ኢለ፡ብየማነይቲ ኢዱ ዝሓዝክዎ+ ኸምዚ ይብሎ፦
9 እንሆ፡ ኣነስ ካብ ምድሪ ሰሜን ኣኼባ ዓበይቲ ኣህዛብ፡+ኣንጻር ባቢሎን አተንስእን አምጽእን ኣለኹ። ተሰሊፎም ኪመጽዋ እዮም፣ካብኡ ኽትተሓዝ እያ። ፍላጻታቶም ከም ናይ ጀጋኑ እዩ፣ውሉዳት ዜስእን እዩ።+ ብዘይ ፍረ ኣይኪምለስን እዩ።