-
ኣስቴር 8:10መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
-
-
10 ብስም ንጉስ ኣሓሽዌሮስ ድማ ጸሓፎ፣ ብቐለቤት ማሕተም ንጉስ እውን ሓተሞ።+ ነቲ እተጻሕፈ ሰነዳት ብኢድ ኣፍራስ ዚውጥሑ መልእኽተኛታት ሰደዶ፣ ንሳቶም ከኣ ንኣገልግሎት ንጉስ ተባሂሎም ኣብ እተፋረዩ ፈጣናት ናይ መልእኽቲ ኣፍራስ ተወጥሑ።
-