ኣስቴር 3:8 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 8 ሃማን ድማ ንንጉስ ኣሓሽዌሮስ ከምዚ በሎ፦ “ኣብ መንጎ እቶም ኣብ ኵለን ኣውራጃታት ግዝኣትካ+ ዘለዉ ህዝብታት ፋሕ ዝበሉን እተበተኑን ሓደ ህዝቢ ኣለዉ።+ ሕግታቶም ካብ ኵሎም ህዝብታት እተፈልየ እዩ፣ ሕግታት ንጉስ ከኣ ኣይእዘዙን እዮም። ምሕዳጎም ድማ ንንጉስ ዚጠቅም ኣይኰነን። ዳንኤል 6:10 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 10 ዳንኤል እቲ ትእዛዝ ከም እተኸተመ ምስ ፈለጠ ግና፡ ናብታ ናብ የሩሳሌም ኣቢለን እተኸፍታ መሳዅቲ ደርቢ ዘለዋ ቤቱ ኸደ።+ ከምቲ ቕድሚ እዚ ብስሩዕ ዚገብሮ ዝነበረ ኸኣ፡ ኣብ መዓልቲ ሰለስተ ሳዕ ኣብ ቅድሚ ኣምላኹ ብብርኩ ተምበርኪኹ ጸለየን ወደሰን።
8 ሃማን ድማ ንንጉስ ኣሓሽዌሮስ ከምዚ በሎ፦ “ኣብ መንጎ እቶም ኣብ ኵለን ኣውራጃታት ግዝኣትካ+ ዘለዉ ህዝብታት ፋሕ ዝበሉን እተበተኑን ሓደ ህዝቢ ኣለዉ።+ ሕግታቶም ካብ ኵሎም ህዝብታት እተፈልየ እዩ፣ ሕግታት ንጉስ ከኣ ኣይእዘዙን እዮም። ምሕዳጎም ድማ ንንጉስ ዚጠቅም ኣይኰነን።
10 ዳንኤል እቲ ትእዛዝ ከም እተኸተመ ምስ ፈለጠ ግና፡ ናብታ ናብ የሩሳሌም ኣቢለን እተኸፍታ መሳዅቲ ደርቢ ዘለዋ ቤቱ ኸደ።+ ከምቲ ቕድሚ እዚ ብስሩዕ ዚገብሮ ዝነበረ ኸኣ፡ ኣብ መዓልቲ ሰለስተ ሳዕ ኣብ ቅድሚ ኣምላኹ ብብርኩ ተምበርኪኹ ጸለየን ወደሰን።