መዝሙር 104:1, 2 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 104 ነፍሰየ፡* ንየሆዋ ወድስዮ።+ ኦ የሆዋ ኣምላኸይ፡ ንስኻ ኣዚኻ ዓብዪ ኢኻ።+ ክብርን ግርማን ዝለበስካ ኢኻ።+ 2 ንብርሃን ከም ክዳን እተጐልበብካ ኢኻ፣+ንሰማያት ከም ዓለባ ድንኳን ትዝርግሖ።+
104 ነፍሰየ፡* ንየሆዋ ወድስዮ።+ ኦ የሆዋ ኣምላኸይ፡ ንስኻ ኣዚኻ ዓብዪ ኢኻ።+ ክብርን ግርማን ዝለበስካ ኢኻ።+ 2 ንብርሃን ከም ክዳን እተጐልበብካ ኢኻ፣+ንሰማያት ከም ዓለባ ድንኳን ትዝርግሖ።+