መዝሙር 50:3 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 3 ኣምላኽና ይመጽእ፡ ስቕ ድማ ኣይብልን እዩ።+ ኣብ ቅድሚኡ ዚባላዕ ሓዊ ኣሎ፣+ኣብ ዙርያኡ ኸኣ ብርቱዕ ህቦብላ ይኸውን።+ መዝሙር 97:3 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 3 ሓዊ ቐቅድሚኡ ይኸይድ፣+ንጸላእቱ ድማ ኣብ ዙርያኡ ይበልዖም።+