1 ሳሙኤል 2:10 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 10 የሆዋ ነቶም ዚብኣስዎ ይሰባብሮም፣*+ካብ ሰማያት ከኣ ኣንጻሮም የንጐድጕድ።+ የሆዋ ኽሳብ ወሰናት ምድሪ ይዳኒ፣+ንንጉሱ ድማ ሓይሊ ይህቦ፣+ቀርኒ* ቕቡኡ ኸኣ ልዕል የብል።”+ መዝሙር 50:6 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 6 ኣምላኽ ፈራዲ እዩ እሞ፡+ሰማያት ጽድቁ ይእውጁ። (ሴላ)
10 የሆዋ ነቶም ዚብኣስዎ ይሰባብሮም፣*+ካብ ሰማያት ከኣ ኣንጻሮም የንጐድጕድ።+ የሆዋ ኽሳብ ወሰናት ምድሪ ይዳኒ፣+ንንጉሱ ድማ ሓይሊ ይህቦ፣+ቀርኒ* ቕቡኡ ኸኣ ልዕል የብል።”+