ዳንኤል 7:21, 22 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 21 “እታ ቐርኒ እቲኣ ምስ ቅዱሳት ክትዋጋእ ከላ ኸኣ እጥምት ነበርኩ፣ ንሳ ድማ ትስዕሮም ነበረት፣+ 22 እወ፡ እቲ ጥንታዊ ዝመዓልቱ+ ኽሳዕ ዚመጽእ፡ ነቶም ናይቲ ልዑል ቅዱሳት+ ከኣ ክሳዕ ዚፍረደሎም፡ እቶም ቅዱሳት ነታ መንግስቲ ዚወርሱላ ምድብቲ ግዜ ኽሳዕ እትመጽእ+ ትስዕሮም ነበረት። ሉቃስ 22:29 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 29 ከምቲ ኣቦይ ምሳይ ኪዳን ዝገበረ፡ ኣነ እውን ምሳኻትኩም ኪዳን መንግስቲ እገብር ኣለኹ፣+
21 “እታ ቐርኒ እቲኣ ምስ ቅዱሳት ክትዋጋእ ከላ ኸኣ እጥምት ነበርኩ፣ ንሳ ድማ ትስዕሮም ነበረት፣+ 22 እወ፡ እቲ ጥንታዊ ዝመዓልቱ+ ኽሳዕ ዚመጽእ፡ ነቶም ናይቲ ልዑል ቅዱሳት+ ከኣ ክሳዕ ዚፍረደሎም፡ እቶም ቅዱሳት ነታ መንግስቲ ዚወርሱላ ምድብቲ ግዜ ኽሳዕ እትመጽእ+ ትስዕሮም ነበረት።