ዳንኤል 7:8 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 8 ኣነ ኸኣ ነተን ኣቕርንቲ ኸስተብህለለን ከለኹ፡ እንሆ፡ ካልእ ንእሽቶ ቐርኒ+ ኣብ መንጎአን ወጸት፣ ሰለስተ ኻብተን ቀዳሞት ኣቕርንቲ ድማ ኣብ ቅድሚኣ ተመንቈሳ። እንሆ ኸኣ፡ ኣብዛ ቐርኒ እዚኣ ኸም ኣዒንቲ ሰብ ዝበለ ኣዒንትን ብትዕቢት* ዚዛረብ ኣፍን ነበረ።+
8 ኣነ ኸኣ ነተን ኣቕርንቲ ኸስተብህለለን ከለኹ፡ እንሆ፡ ካልእ ንእሽቶ ቐርኒ+ ኣብ መንጎአን ወጸት፣ ሰለስተ ኻብተን ቀዳሞት ኣቕርንቲ ድማ ኣብ ቅድሚኣ ተመንቈሳ። እንሆ ኸኣ፡ ኣብዛ ቐርኒ እዚኣ ኸም ኣዒንቲ ሰብ ዝበለ ኣዒንትን ብትዕቢት* ዚዛረብ ኣፍን ነበረ።+