ነህምያ 9:26 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 26 “ግናኸ፡ ዘይእዙዛት ኰኑ፡ ካባኻ ዓለዉ፡+ ንሕግኻ ድማ ዝባኖም መለሱሉ።* ነቶም ናባኻ ኺምለሱ ኢሎም ዘጠንቀቕዎም ነብያትካ ቐተልዎም፣ ዓብዪ ንዕቀት እውን ገበሩ።+
26 “ግናኸ፡ ዘይእዙዛት ኰኑ፡ ካባኻ ዓለዉ፡+ ንሕግኻ ድማ ዝባኖም መለሱሉ።* ነቶም ናባኻ ኺምለሱ ኢሎም ዘጠንቀቕዎም ነብያትካ ቐተልዎም፣ ዓብዪ ንዕቀት እውን ገበሩ።+