ማርቆስ 13:14 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 14 “ግናኸ፡ እቲ ዜጥፍእ ጽያፍ ኣብ ዘይግብኦ ደው ኢሉ ምስ ረኣኹም፡+ (እቲ ዜንብብ የስተውዕል፡) ሽዑ፡ እቶም ኣብ ይሁዳ ዘለዉ ናብ ኣኽራን ይህደሙ።+ ሉቃስ 21:20 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 20 “ግናኸ፡ የሩሳሌም ብሰራዊት ተኸቢባ ምስ ረኣኹም፡+ ሽዑ ጥፍኣታ ኸም ዝቐረበ ፍለጡ።+