ዳንኤል 1:17 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 17 እቲ ናይ ሓቂ ኣምላኽ ድማ ነዞም ኣርባዕተ መንእሰያት* እዚኦም ብዛዕባ ዅሉ ዓይነት ጽሕፈት፡ ፍልጠትን ልቦናን፡ ብተወሳኺ እውን ጥበብ ሃቦም፣ ዳንኤል ከኣ ኵሉ ዓይነት ራእያትን ሕልምታትን ይርዳእ ነበረ።+ ዳንኤል 2:28 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 28 ግናኸ፡ ገላጽ ምስጢራት ዝዀነ ኣምላኽ ኣብ ሰማያት ኣሎ፣+ ንሱ ድማ ንንጉስ ነቡካድነጻር፡ ኣብተን ዳሕሮት መዓልትታት እንታይ ከም ዚኸውን ኣፍሊጥዎ ኣሎ። ሕልምኻ እዚ እዩ፣ ኣብ ዓራትካ ደቂስካ ኸለኻ ዝረኣኻዮ ራእያት ርእስኻ እውን እዚ እዩ፦
17 እቲ ናይ ሓቂ ኣምላኽ ድማ ነዞም ኣርባዕተ መንእሰያት* እዚኦም ብዛዕባ ዅሉ ዓይነት ጽሕፈት፡ ፍልጠትን ልቦናን፡ ብተወሳኺ እውን ጥበብ ሃቦም፣ ዳንኤል ከኣ ኵሉ ዓይነት ራእያትን ሕልምታትን ይርዳእ ነበረ።+
28 ግናኸ፡ ገላጽ ምስጢራት ዝዀነ ኣምላኽ ኣብ ሰማያት ኣሎ፣+ ንሱ ድማ ንንጉስ ነቡካድነጻር፡ ኣብተን ዳሕሮት መዓልትታት እንታይ ከም ዚኸውን ኣፍሊጥዎ ኣሎ። ሕልምኻ እዚ እዩ፣ ኣብ ዓራትካ ደቂስካ ኸለኻ ዝረኣኻዮ ራእያት ርእስኻ እውን እዚ እዩ፦