ዳንኤል 9:23 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 23 ልማኖኻ ምስ ጀመርካ፡ ቃል ወጺኡ እዩ፣ ንስኻ ኣዚኻ እተፈቶኻ*+ ኢኻ እሞ፡ ነዚ ኽነግረካ ኢለ መጺአ ኣለኹ። ስለዚ፡ ነቲ ነገር ኣስተብህለሉ፡ ነቲ ራእይ እውን ተረድኣዮ። ዳንኤል 10:19 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 19 ሽዑ፡ “ኣታ ኣዚኻ እተፈቶኻ* ሰብ፡+ ኣይትፍራህ።+ ሰላም ንዓኻ ይኹን።+ በርትዕ፡ እወ፡ በርትዕ” በለኒ። ምስ ተዛረበኒ፡ በርታዕኩ፡ “ኣበርቲዕካኒ ኢኻ እሞ፡ ጐይታይ ይዛረብ” በልክዎ።
23 ልማኖኻ ምስ ጀመርካ፡ ቃል ወጺኡ እዩ፣ ንስኻ ኣዚኻ እተፈቶኻ*+ ኢኻ እሞ፡ ነዚ ኽነግረካ ኢለ መጺአ ኣለኹ። ስለዚ፡ ነቲ ነገር ኣስተብህለሉ፡ ነቲ ራእይ እውን ተረድኣዮ።
19 ሽዑ፡ “ኣታ ኣዚኻ እተፈቶኻ* ሰብ፡+ ኣይትፍራህ።+ ሰላም ንዓኻ ይኹን።+ በርትዕ፡ እወ፡ በርትዕ” በለኒ። ምስ ተዛረበኒ፡ በርታዕኩ፡ “ኣበርቲዕካኒ ኢኻ እሞ፡ ጐይታይ ይዛረብ” በልክዎ።