ዳንኤል 10:5, 6 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 5 ኣዒንተይ ኣልዓልኩ እሞ በፍታ እተኸድነ+ ኣብ ማዕጥቖኡ ዕጣቕ ወርቂ ኡፋዝ እተዓጥቀ ሰብኣይ ረኣኹ። 6 ሰብነቱ ኸም ክሪሶሊት፡+ ገጹ ኸም ትርኢት በርቂ፡ ኣዒንቱ ኸም ፋናታት ሓዊ፡ ቀላጽሙን ኣእጋሩን ከም እተወልወለ ነሓሲ፡+ ደሃይ ድምጹ ኸኣ ከም ደሃይ ብዙሓት ነበረ።
5 ኣዒንተይ ኣልዓልኩ እሞ በፍታ እተኸድነ+ ኣብ ማዕጥቖኡ ዕጣቕ ወርቂ ኡፋዝ እተዓጥቀ ሰብኣይ ረኣኹ። 6 ሰብነቱ ኸም ክሪሶሊት፡+ ገጹ ኸም ትርኢት በርቂ፡ ኣዒንቱ ኸም ፋናታት ሓዊ፡ ቀላጽሙን ኣእጋሩን ከም እተወልወለ ነሓሲ፡+ ደሃይ ድምጹ ኸኣ ከም ደሃይ ብዙሓት ነበረ።