-
ኢሳይያስ 47:13መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
-
-
13 ብብዝሒ ኣማኸርትኺ ደኺምኪ።
-
-
ዳንኤል 2:27መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
-
-
27 ዳንኤል ከኣ ንንጉስ ከምዚ ኢሉ መለሰሉ፦ “ካብቶም ጥበበኛታት፡ ጠየቕቲ መናፍስቲ፡ ስሒር ዚገብሩ ኻህናት፡ ወይ ቈጸርቲ ኸዋኽብቲ፡ ንንጉስ ነቲ ዚሓትቶ ዘሎ ምስጢር ኪነግሮ ዚኽእል ሓደ እኳ የልቦን።+
-
-
ዳንኤል 5:15መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
-
-
15 ሕጂ ድማ፡ እቶም ጥበበኛታትን ጸዋዕቲ መናፍስትን ነዛ ጽሕፈት እዚኣ ኼንብብዋን ትርጉማ ኼፍልጡንን ናብ ቅድመይ ኣምጺኦምዎምሲ፡ ትርጉም እዛ መልእኽቲ ኺነግሩኒ ኣይከኣሉን።+
-