1 ነገስት 16:31 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 31 ብሓጢኣት የሮብዓም+ ወዲ ናባጥ ምምልላስ ቀሊልዎስ፡ ንኢዛቤል+ ጓል ኤትባዓል ንጉስ ሲዶናውያን+ ሰበይቱ ኽትከውን ወሰዳ፣ ንበዓል ድማ ኣገልገሎን+ ሰገደሉን። ኤርምያስ 11:13 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 13 ኣታ ይሁዳ፡ ብዝሒ ኣማልኽትኻስ ክንዲ እቲ ብዝሒ ኸተማታትካ ዀይኑ ኣሎ፣ ክንዲ እቲ ኣብ የሩሳሌም ዘሎ ጐደናታት ዚኣክል ከኣ፡ ንዜሕፍር ነገር* መሰውኢታት፡ ንበዓል ንምስዋእ መሰውኢታት ጌርካ ኣለኻ።’+
31 ብሓጢኣት የሮብዓም+ ወዲ ናባጥ ምምልላስ ቀሊልዎስ፡ ንኢዛቤል+ ጓል ኤትባዓል ንጉስ ሲዶናውያን+ ሰበይቱ ኽትከውን ወሰዳ፣ ንበዓል ድማ ኣገልገሎን+ ሰገደሉን።
13 ኣታ ይሁዳ፡ ብዝሒ ኣማልኽትኻስ ክንዲ እቲ ብዝሒ ኸተማታትካ ዀይኑ ኣሎ፣ ክንዲ እቲ ኣብ የሩሳሌም ዘሎ ጐደናታት ዚኣክል ከኣ፡ ንዜሕፍር ነገር* መሰውኢታት፡ ንበዓል ንምስዋእ መሰውኢታት ጌርካ ኣለኻ።’+