ኢሳይያስ 5:3, 4 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 3 “ሕጂ ድማ፡ ኣቱም ነበርቲ የሩሳሌምን ሰብ ይሁዳን፡ኣብ መንጎይን ኣብ መንጎ ኣታኽልቲ ወይነይን በጃኹም ፍረዱ።+ 4 ንኣታኽልቲ ወይነይሲ ዛጊት ዘይገበርኩሉ+እንታይ ተወሳኺ ነገር ክገብረሉ ምኸኣልኩ ነይረ፧ ስለምንታይ ደኣ ወይኒ ኽረክብ ምስ ተጸበኹስ፡ወይኒ መሮር ጥራይ ዘፍረየለይ፧
3 “ሕጂ ድማ፡ ኣቱም ነበርቲ የሩሳሌምን ሰብ ይሁዳን፡ኣብ መንጎይን ኣብ መንጎ ኣታኽልቲ ወይነይን በጃኹም ፍረዱ።+ 4 ንኣታኽልቲ ወይነይሲ ዛጊት ዘይገበርኩሉ+እንታይ ተወሳኺ ነገር ክገብረሉ ምኸኣልኩ ነይረ፧ ስለምንታይ ደኣ ወይኒ ኽረክብ ምስ ተጸበኹስ፡ወይኒ መሮር ጥራይ ዘፍረየለይ፧