ህዝቅኤል 20:21 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 21 “‘“ግናኸ፡ ደቆም ካባይ ዓለዉ።+ ብሕግታተይ ኣይተመላለሱን፣ ነቲ ሰብ እንተ ስዒብዎ ብህይወት ዚነብረሉ ፍርድታተይ ከኣ ኣይሓለዉን፡ ኣይፈጸምዎን እውን። ሰናብተይ ኣርከሱ። ስለዚ፡ ኣብቲ በረኻ ነድረይ ኣባታቶም ክኽዑ፡ ቍጥዓይ እውን ምሉእ ብምሉእ ክፍኑ ቓል ኣቶኹ።+
21 “‘“ግናኸ፡ ደቆም ካባይ ዓለዉ።+ ብሕግታተይ ኣይተመላለሱን፣ ነቲ ሰብ እንተ ስዒብዎ ብህይወት ዚነብረሉ ፍርድታተይ ከኣ ኣይሓለዉን፡ ኣይፈጸምዎን እውን። ሰናብተይ ኣርከሱ። ስለዚ፡ ኣብቲ በረኻ ነድረይ ኣባታቶም ክኽዑ፡ ቍጥዓይ እውን ምሉእ ብምሉእ ክፍኑ ቓል ኣቶኹ።+