ኢሳይያስ 7:8 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 8 ርእሲ ሶርያስ ደማስቆ፡ርእሲ ደማስቆ ድማ ረጺን እዩ። ኣብ ውሽጢ 65 ዓመት ከኣ፡ኤፍሬም ጠሪሱ ኺሕምሸሽ፡ ከም ህዝቢ እውን ኣይኪኸውንን እዩ።+