ዘካርያስ 8:12 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 12 ‘ዘርኢ ሰላምሲ ኺዝራእ እዩ፣ ተኽሊ ወይኒ ኸኣ ፍሪኡ ኺፈሪ እዩ፣ ምድሪ ድማ ፍሪኣ ኽትህብ እያ፣+ ሰማያት እውን ኣውሎም ኪህቡ እዮም። ንተረፍ እዚ ህዝቢ እዚ ኸኣ ነዚ ዅሉ ኸውርሶ እየ።+
12 ‘ዘርኢ ሰላምሲ ኺዝራእ እዩ፣ ተኽሊ ወይኒ ኸኣ ፍሪኡ ኺፈሪ እዩ፣ ምድሪ ድማ ፍሪኣ ኽትህብ እያ፣+ ሰማያት እውን ኣውሎም ኪህቡ እዮም። ንተረፍ እዚ ህዝቢ እዚ ኸኣ ነዚ ዅሉ ኸውርሶ እየ።+