ዘሌዋውያን 26:11, 12 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 11 ማሕደረይ ኣብ ማእከልኩም ክገብር፡+ ኣነ* እውን ኣይክድርብየኩምን እየ። 12 ኣብ መንጎኹም ክመላለስ፡ ኣምላኽኩም ከኣ ክኸውን እየ፣+ ንስኻትኩም ድማ ህዝበይ ክትኰኑ ኢኹም።+ ህዝቅኤል 37:26, 27 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 26 “‘“ኪዳን ሰላም ክኣትወሎም እየ፣+ ናይ ዘለኣለም ኪዳን እውን ኪዀነሎም እዩ። ክስርቶም፡ ከብዝሖም፡+ መቕደሰይ ከኣ ንዘለኣለም ኣብ መንጎኦም ከቕውም እየ። 27 ድንኳነይ* ምሳታቶም* ኪኸውን እዩ፣ ኣነ ድማ ኣምላኾም ክኸውን እየ፣ ንሳቶም እውን ህዝበይ ኪዀኑ እዮም።+
11 ማሕደረይ ኣብ ማእከልኩም ክገብር፡+ ኣነ* እውን ኣይክድርብየኩምን እየ። 12 ኣብ መንጎኹም ክመላለስ፡ ኣምላኽኩም ከኣ ክኸውን እየ፣+ ንስኻትኩም ድማ ህዝበይ ክትኰኑ ኢኹም።+
26 “‘“ኪዳን ሰላም ክኣትወሎም እየ፣+ ናይ ዘለኣለም ኪዳን እውን ኪዀነሎም እዩ። ክስርቶም፡ ከብዝሖም፡+ መቕደሰይ ከኣ ንዘለኣለም ኣብ መንጎኦም ከቕውም እየ። 27 ድንኳነይ* ምሳታቶም* ኪኸውን እዩ፣ ኣነ ድማ ኣምላኾም ክኸውን እየ፣ ንሳቶም እውን ህዝበይ ኪዀኑ እዮም።+