ዘዳግም 28:39, 40 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 39 ኣታኽልቲ ወይኒ ኽትተክልን ክትኵስኵስን፡ ሓሰኻ ስለ ዚበልዖ ግና፡ ወይኒ ኣይክትሰትን፡ ገለ እኳ ኣይክትእክብን ኢኻ።+ 40 ኣብ ኵላ ሃገርካ ኣእዋም ኣውልዕ ኪህልወካ፡ እቲ ኣውልዕካ ስለ ዚረግፍ ግና፡ ዘይቲ ኣይክትልከን ኢኻ።
39 ኣታኽልቲ ወይኒ ኽትተክልን ክትኵስኵስን፡ ሓሰኻ ስለ ዚበልዖ ግና፡ ወይኒ ኣይክትሰትን፡ ገለ እኳ ኣይክትእክብን ኢኻ።+ 40 ኣብ ኵላ ሃገርካ ኣእዋም ኣውልዕ ኪህልወካ፡ እቲ ኣውልዕካ ስለ ዚረግፍ ግና፡ ዘይቲ ኣይክትልከን ኢኻ።