ሚክያስ 2:3 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 3 ስለዚ፡ የሆዋ ኸምዚ ይብል፦ ‘እንሆ፡ ኣነ ኣንጻር እዚ ዓሌት እዚ ዘይተምልጡሉ*+ መዓት ምሂዘ ኣለኹ።+ ግዜ መዓት እዩ እሞ፡+ ደጊም ብትዕቢት ኣይክትመላለሱን ኢኹም።+
3 ስለዚ፡ የሆዋ ኸምዚ ይብል፦ ‘እንሆ፡ ኣነ ኣንጻር እዚ ዓሌት እዚ ዘይተምልጡሉ*+ መዓት ምሂዘ ኣለኹ።+ ግዜ መዓት እዩ እሞ፡+ ደጊም ብትዕቢት ኣይክትመላለሱን ኢኹም።+