-
2 ዜና መዋእል 19:6መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
-
-
6 ነቶም ፈራዶ ኸኣ ከምዚ በሎም፦ “ንየሆዋ ኢልኩም እምበር፡ ንሰብ ኢልኩም ኣይኰንኩምን እትፈርዱ እሞ፡ ነቲ እትገብርዎ ኣቕልቡሉ፣ ፍርዲ ኽትፈርዱ ኸለኹም፡ ንሱ ምሳኻትኩም እዩ።+
-
-
ኣሞጽ 5:24መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
-
-
24 ፍትሒ ኸም ማያት፡+
ጽድቂ ድማ ከም ዘይነጽፍ ወሓዚ ይውሓዝ።
-