ኤርምያስ 31:7 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 7 የሆዋስ ከምዚ ይብል፦ “ንያእቆብ ብታሕጓስ ጨድሩሉ። ንስኻትኩም ኣብ ልዕሊ ኣህዛብ ኢኹም እሞ እልል በሉ።+ ኣውጅዎ፣ ከምዚ ኢልኩም ድማ ወድሱ፦ ‘ኦ የሆዋ፡ ንህዝብኻ፡ ንተረፍ እስራኤል ኣድሕኖ።’+ ዘካርያስ 10:6 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 6 ንቤት ይሁዳ ኸበርትዓ፡ንቤት ዮሴፍ ከኣ ከድሕና እየ።+ ክምሕሮም እየ እሞ፡+ክመልሶም እየ፣ከም ዘይደርበኽዎም ድማ ኪዀኑ እዮም፣+ኣነስ የሆዋ ኣምላኾም እየ፡ ክምልሰሎም እውን እየ።
7 የሆዋስ ከምዚ ይብል፦ “ንያእቆብ ብታሕጓስ ጨድሩሉ። ንስኻትኩም ኣብ ልዕሊ ኣህዛብ ኢኹም እሞ እልል በሉ።+ ኣውጅዎ፣ ከምዚ ኢልኩም ድማ ወድሱ፦ ‘ኦ የሆዋ፡ ንህዝብኻ፡ ንተረፍ እስራኤል ኣድሕኖ።’+
6 ንቤት ይሁዳ ኸበርትዓ፡ንቤት ዮሴፍ ከኣ ከድሕና እየ።+ ክምሕሮም እየ እሞ፡+ክመልሶም እየ፣ከም ዘይደርበኽዎም ድማ ኪዀኑ እዮም፣+ኣነስ የሆዋ ኣምላኾም እየ፡ ክምልሰሎም እውን እየ።