ህዝቅኤል 26:2 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 2 “ኣታ ወዲ ሰብ፡ ጢሮስ ብዛዕባ የሩሳሌም፡+ ‘ኣሰይ! እታ ኣፍ ደገ ህዝብታት ተሰይራ!+ ኵሉ ብመገደይ ኪመጽእ፡ ንሳ ስለ ዝባደመት ከኣ ኣነ ኽህብትም እየ’ ኢላ ኣላ፣
2 “ኣታ ወዲ ሰብ፡ ጢሮስ ብዛዕባ የሩሳሌም፡+ ‘ኣሰይ! እታ ኣፍ ደገ ህዝብታት ተሰይራ!+ ኵሉ ብመገደይ ኪመጽእ፡ ንሳ ስለ ዝባደመት ከኣ ኣነ ኽህብትም እየ’ ኢላ ኣላ፣