ኢሳይያስ 34:5, 6 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 5 “ሰይፈይሲ ኣብ ሰማያት ክትጥልቂ እያ።+ ኣብ ልዕሊ ኤዶም፡ኣብ ልዕሊ እቲ ንጥፍኣት ዝመጦኽዎ ህዝቢ ኸኣ ንፍርዲ ኽትወርድ እያ።+ 6 የሆዋስ ሰይፊ ኣላቶ፣ ብደም ክትዕለስ እያ። ብስብሒ ኽትሽፈን፡+ብደም ገንሸላትን* ድቤላታትንብስብሒ ዀላሊት ደዓውልን ክትሽፈን እያ። የሆዋስ ኣብ ቦጽራ መስዋእቲ፡ኣብ ምድሪ ኤዶም እውን ዓብዪ ማሕረዲ ኣለዎ።+ ኤርምያስ 49:13 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 13 “ቦጽራ መሰክሕን+ መጻረፍን ባድምን መራገምን ከም እትኸውን፡ ብርእሰይ ምሒለ ኣለኹ” ይብል የሆዋ፣ “ኵለን ከተማታታ ድማ ንሓዋሩ ዑናታት ኪዀና እየን።”+
5 “ሰይፈይሲ ኣብ ሰማያት ክትጥልቂ እያ።+ ኣብ ልዕሊ ኤዶም፡ኣብ ልዕሊ እቲ ንጥፍኣት ዝመጦኽዎ ህዝቢ ኸኣ ንፍርዲ ኽትወርድ እያ።+ 6 የሆዋስ ሰይፊ ኣላቶ፣ ብደም ክትዕለስ እያ። ብስብሒ ኽትሽፈን፡+ብደም ገንሸላትን* ድቤላታትንብስብሒ ዀላሊት ደዓውልን ክትሽፈን እያ። የሆዋስ ኣብ ቦጽራ መስዋእቲ፡ኣብ ምድሪ ኤዶም እውን ዓብዪ ማሕረዲ ኣለዎ።+