ሆሴእ 7:1 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 7 “ንእስራኤል ኣብ ዘሕውየሉ ግዜ፡ስሕተት ኤፍሬምን+እከይ ሰማርያን እውን ተገሊጹ።+ ንሳቶምሲ የታልሉ እዮም፣+ሰረቕቲ ይኣትዉ፡ ዘመትቲ ጭፍራታት ከኣ ኣብ ወጻኢ ይወርሩ።+ ኣሞጽ 4:1 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 4 “ኣትን ኣብ ከረን ሰማርያ+ ዘለኽን ኣሓ ባሳን፡ኣትን ንትሑታት እትዕምጻን+ ንድኻታት እትጭፍልቓን፡ንሰብኡትክን* ከኣ፡ ‘ዚስተ ኣምጽኡልና’ እትብላ፡እዚ ቓል እዚ ስምዓ።
7 “ንእስራኤል ኣብ ዘሕውየሉ ግዜ፡ስሕተት ኤፍሬምን+እከይ ሰማርያን እውን ተገሊጹ።+ ንሳቶምሲ የታልሉ እዮም፣+ሰረቕቲ ይኣትዉ፡ ዘመትቲ ጭፍራታት ከኣ ኣብ ወጻኢ ይወርሩ።+
4 “ኣትን ኣብ ከረን ሰማርያ+ ዘለኽን ኣሓ ባሳን፡ኣትን ንትሑታት እትዕምጻን+ ንድኻታት እትጭፍልቓን፡ንሰብኡትክን* ከኣ፡ ‘ዚስተ ኣምጽኡልና’ እትብላ፡እዚ ቓል እዚ ስምዓ።