1 ነገስት 12:28, 29 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 28 ንጉስ ድማ ምስ መኸረ፡ ክልተ ምራኽ ወርቂ ገበረ+ እሞ ነቶም ህዝቢ፡ “ናብ የሩሳሌም ምድያብ ይበዝሓኩም እዩ። ኦ እስራኤል፡ እቲ ኻብ ምድሪ ግብጺ ዘደየበካ ኣምላኽካ እንሆልካ” በሎም።+ 29 ነቲ ሓደ ኣብ ቤት-ኤል+ ኣንበሮ፡ ነቲ ሓደ ኸኣ ኣብ ዳን+ ገበሮ። ሆሴእ 4:13 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 13 ኣብ ርእሲ ኣኽራን ይስውኡ፡+ኣብ ኵርባታት ከኣ ይዓጥኑ፣ጽላሎም ጽቡቕ ስለ ዝዀነ ድማ፡ኣብ ትሕቲ ገዘፍቲ ኣእዋምን ኣእዋም ሊብነን ኵሉ ዓብዪ ኦምን ከምኡ ይገብሩ።+ ስለዚ፡ ኣዋልድኩም ይምንዝራ፡ኣንስቲ ደቅኹም ይዝምዋ። ኣሞጽ 3:14 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 14 ‘በታ ንእስራኤል ስለቲ ዅሉ በደላቱ* ተሓታቲ ዚገብረላ መዓልትስ፡+ንመሰውኢታት ቤት-ኤል እውን ተሓታቲ ኽገብሮ እየ፣+ኣቕርንቲ እቲ መሰውኢ ኸኣ ኪቝረጽን ናብ ምድሪ ኺወድቕን እዩ።+
28 ንጉስ ድማ ምስ መኸረ፡ ክልተ ምራኽ ወርቂ ገበረ+ እሞ ነቶም ህዝቢ፡ “ናብ የሩሳሌም ምድያብ ይበዝሓኩም እዩ። ኦ እስራኤል፡ እቲ ኻብ ምድሪ ግብጺ ዘደየበካ ኣምላኽካ እንሆልካ” በሎም።+ 29 ነቲ ሓደ ኣብ ቤት-ኤል+ ኣንበሮ፡ ነቲ ሓደ ኸኣ ኣብ ዳን+ ገበሮ።
13 ኣብ ርእሲ ኣኽራን ይስውኡ፡+ኣብ ኵርባታት ከኣ ይዓጥኑ፣ጽላሎም ጽቡቕ ስለ ዝዀነ ድማ፡ኣብ ትሕቲ ገዘፍቲ ኣእዋምን ኣእዋም ሊብነን ኵሉ ዓብዪ ኦምን ከምኡ ይገብሩ።+ ስለዚ፡ ኣዋልድኩም ይምንዝራ፡ኣንስቲ ደቅኹም ይዝምዋ።
14 ‘በታ ንእስራኤል ስለቲ ዅሉ በደላቱ* ተሓታቲ ዚገብረላ መዓልትስ፡+ንመሰውኢታት ቤት-ኤል እውን ተሓታቲ ኽገብሮ እየ፣+ኣቕርንቲ እቲ መሰውኢ ኸኣ ኪቝረጽን ናብ ምድሪ ኺወድቕን እዩ።+