2 ነገስት 17:6 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 6 ኣብ ታሽዐይቲ ዓመት ሆሼዓ፡ ንጉስ ኣሶር ንሰማርያ ሓዛ።+ ንህዝቢ እስራኤል ድማ ናብ ኣሶር ማሪኹ፡+ ኣብ ሓላሕን ኣብ ሓቦር ኣብ ፈለግ ጎዛንን+ ኣብ ከተማታት ሜዶናውያንን ኣቐመጦም።+ ሆሴእ 9:15 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 15 “ኣነ ኣብኡ እየ ጸሊአዮም እሞ፡ ኵሉ እከዮም ኣብ ጊልጋል እዩ።+ ብሰሪ ኽፉእ ግብርታቶም ካብ ቤተይ ክሰጕጎም እየ።+ ድሕርዚ ኣይከፍቅሮምን እየ፣+ኵሎም መሳፍንቶም ነቓጻት እዮም።
6 ኣብ ታሽዐይቲ ዓመት ሆሼዓ፡ ንጉስ ኣሶር ንሰማርያ ሓዛ።+ ንህዝቢ እስራኤል ድማ ናብ ኣሶር ማሪኹ፡+ ኣብ ሓላሕን ኣብ ሓቦር ኣብ ፈለግ ጎዛንን+ ኣብ ከተማታት ሜዶናውያንን ኣቐመጦም።+
15 “ኣነ ኣብኡ እየ ጸሊአዮም እሞ፡ ኵሉ እከዮም ኣብ ጊልጋል እዩ።+ ብሰሪ ኽፉእ ግብርታቶም ካብ ቤተይ ክሰጕጎም እየ።+ ድሕርዚ ኣይከፍቅሮምን እየ፣+ኵሎም መሳፍንቶም ነቓጻት እዮም።