ዘካርያስ 1:15 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 15 ነቶም ቀሲኖም ዘለዉ ኣህዛብ ብዓብዪ ቝጥዓ ተቘጢዐዮም ኣለኹ፣+ ከመይሲ፡ ቍሩብ ተቘጢዐ ነይረ፡+ ንሳቶም ግና ነቲ መዓት ወሲኾምሉ።”’+