መዝሙር 137:7 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 7 ኦ የሆዋ፡ በታ የሩሳሌም ዝወደቐትላ መዓልቲ፡ደቂ ኤዶም፡ “ኣፍርስዋ! ክሳብ መሰረታታ ኣፍርስዋ!” ኸም ዝበሉ ዘክር።+ ህዝቅኤል 25:12 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 12 “እቲ ልዑላዊ ጐይታ ዝዀነ የሆዋ ኸምዚ ይብል፦ ‘ኤዶም ኣብ ልዕሊ ቤት ይሁዳ ሕነ ፈድዩ እዩ፣ ሕነ ብምፍዳዩ ኸኣ ዓብዪ በደል በዲሉ ኣሎ፣+